由于这缘故,马利亚无疑不会有其他儿女。”
ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ማርያም ካልኦት ውሉዳት ከም ዘይነበርዋ እተረጋገጸ እዩ።”
跟以往一样,伯特利仍注重学习圣经,以及培养教导的艺术。
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ፍልጠት ምጥራይን ናይ ምምሃር ክእለት ምምዕባልን ክሳዕ ሕጂ ኣብ ቤትኤል ዝትኰረሉ ጕዳይ ኢዩ።
一个被学者视为可信的古代铭刻显示,埃及的图特摩斯三世(公元前第二个千年)曾把大约13.5吨金子献给位于凯尔克的阿蒙-瑞神庙。
ብምሁራት ሓቅነቱ እተረጋገጸ ጥንታዊ ጽሑፍ፡ ፈርኦን ግብጺ ዝነበረ ቱትሞሰ ሳልሳይ (ካልኣይ መዋእል ሽሕ ቅ. ክ.) ነቲ ኣብ ካርናክ ዚርከብ ቤተ-መቕደስ ኣሙን-ራ ኣስታት 13.5 ቶን ወርቂ ኸም ዝሃበ ይሕብር። ኣብ ሻምናይ ዘመን ቅ.
她碰巧来到一个叫波阿斯的人的田里,波阿斯是一个很有钱的地主,也是拿俄米的丈夫以利米勒的亲属。
ብገርሃ ኸኣ ናብ ግራት እቲ ሃብታም ዘመድ ኤሊሜሌክ ሰብኣይ ናእሚ ዝነበረ ቦኣዝ ኣተወት።
人们相信,最迟在公元10世纪已经有人说斯瓦希里语。
ስዋሂሊ እንተ ወሓደ ኻብ ዓስራይ ዘመን ኣትሒዙ ይዝረብ ከም ዝነበረ እዩ ዚእመን።
塔希提语是通过堵住声门来呼气发音的,有很多连续的元音(有时一个词有多至五个元音),却很少辅音,这点足以令传教士灰心丧气。
እቲ ቛንቋ ኣዝዩ ፍልይ ዝበለ ኣጸጋሚ ኣደማምጻ ስለ ዘለዎ: ሓያሎ ኣድመጽቲ ፊደላት ደራሪቡ ስለ ዝጥቀም (ኣብ ሓንቲ ቓል ክሳዕ ሓሙሽተ ዝበጽሕ): ከምኡውን ሒደት ተደመጽቲ ፊደላት ጥራይ ስለ ዘለዎ ነቶም ሚስዮናውያን ተስፋ ኣቝረጾም።
圣经记载说:“米利暗和亚伦因为摩西娶了古实女人做妻子,就诋毁他。
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዘሎ ዛንታ ኸምዚ ይንበብ:- “ሙሴ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣእትዩ ነበረ እሞ: ሚርያምን ኣሮንን ብዛዕባ እታ ዘእተዋ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣብ ልዕሊኡ ተዛረቡ።
罗马书9:16;启示录20:6)利未人可拉僭越狂妄,谋取亚伦家族的祭司职分,结果被耶和华处决了。(
(ሮሜ 9:16፣ ራእይ 20:6) የሆዋ ነቲ ሌዋዊ ዝነበረ ቆራሕ ደፊሩ ኽህነት ኣሮን ስለ ዝደለየ ኣጥፊእዎ እዩ።
ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ: ብዛዕባ ክርስቶስ የሱስ ብትንቢት ኪገልጽ ከሎ: “ነቲ ዚጠርዕ ድኻን ነቲ ረዳኢ ዜብሉ መስኪንን ኬናግፎ እዩ።
我在她家住了两个月,这其间,卡蒂娜帮助我学习圣经,明白圣经对若干问题的看法。
ኣብተን ንኽልተ ወርሒ ኣብአን ዝጸናሕኩሉ እዋን ኣብ እተፈላለየ ጕዳያት መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዝብል ንኽመሃር ሓገዝ ረኸብኩ።
你怎样从马利亚的话看出她......
ቃላት ማርያም ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ የጕልሕ፧
他“在圣处和真帐幕做公仆[利图尔戈斯];这个帐幕是耶和华搭的,不是人搭的”。(
“ናይቲ: ጐይታ ደኣ እምበር: ሰብ ዘይተኸሎ መቕደስን ድንኳን ሓቅን [“ናይ ህዝቢ:” NW ] ኣገልጋሊ [ለይ·ተር·ጎስʹ]” ከኣ ኢዩ።
埃丝特和我很喜欢教导说波兰语的人圣经
ኣነን ኣስቴርን ተዛረብቲ ቛንቋ ፖላንድኛ ንዝዀኑ ሰባት መጽሓፍ ቅዱስ ብምምሃር፡ ናይ ሓቂ ሓጐስ ንረክብ ኣሎና
近年来,我参加在那里举行聚会的古吉拉特语小组。
ኣብ ቀረባ ዓመታት ኣብቲ ኣደራሽና ምስ ዝእከቡ ጕጅለ ቋንቋ ጉጃራቲ ኽእከብ ጀሚረ ኢየ።
卢卡里斯决心利用这个新机会出版一部圣经译本和若干神学小册子,以教育正教的教士和平信徒。
ሉካሪስ ነዚ ኣጋጣሚ እዚ ተጠቒሙ መጽሓፍ ቅዱስን ሃይማኖታዊ ትራክትታትን ብምሕታም ነቶም ናይ ኦርቶዶክስ ኣቕሽሽትን ምእመናንን ክምህር ቈረጸ።
抵达巴西分部后,我们开始学习葡萄牙语。
ናብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ብራዚል ምስ ከድና፡ ምስ ፖርቱጋልኛ ተላለና።
阿摩司书3:2)听到这句话,我们都应当自省一下:今天,耶和华也拯救我们脱离“埃及”,即现今这个邪恶的制度,让我们不再被这个制度奴役。
(ኣሞጽ 3:2) እዚ ቓላት እዚ ኻብዛ ኣብዚ ግዜና ዘላ ምሳልያዊት ግብጺ: ማለት ካብዚ እኩይ ኣገባብ እዚ ሓራ ምውጻእና እዩ ዜዘኻኽረና።
无论实情是哪一样,拉班很快就想出怎样从这个外甥身上取利。
ዝዀነ ዀይኑ ላባን ነዚ ወዲ ሓብቱ ብኸመይ ክብለጸሉ ኸም ዝኽእል ሓሰበ።
族长亚伯拉罕差遣家中最年长的仆人到美索不达米亚去,为儿子以撒寻找一个敬畏上帝的姑娘做妻子。 这个仆人也许就是以利以谢。 请看看当时的情形是怎样的。
ሓደ ኻብቶም ኣበው ዝነበረ ኣብርሃም፡ ነቲ ኣልኣዛር ዝስሙ ኪኸውን ዚኽእል ብዕድመ ዝዓበየ ግዙኡ፡ ንይስሃቅ ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዋ ሰበይቲ ንኼምጽኣሉ ናብ መሶጶታምያ ምስ ለኣኾ ዘጋጠመ ነገራት እሞ ንርአ።
至于我嫁的丈夫,他就是从埃多州来的,还是说伊尚语的呢。
ካብ ግዝኣት ኤዶ እዩ፡ ቋንቋኡ ድማ ኤሳን እዩ።
译做“难堪的话”的希腊语“拉加”,意思是“空洞”或“无头脑”。《
እታ ኣብዚ “ተኸዳን ጨርቂ” ተባሂላ ዘላ ራካ እትብል ናይ ግሪኽ ቃል “ባዶ” ወይ ድማ “ባዶ ኣእምሮ” ማለት እያ።
仆人遇见利百加后,就应邀到她父亲彼土利的家去。(
ንርብቃ ምስ ረኸባ ኣብ ቤት ኣቦኣ ቤቱኤል ንኽኣቱ ተዓደመ።
我们效法马利亚的态度,研读上帝的话语圣经,沉思所学的知识,好进一步亲近耶和华上帝不是好得多吗?
ነቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ብምጽናዕን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ብምስትንታንን፡ ንኣረኣእያ ማርያም ክንቀድሖን ናብ የሆዋ ኣምላኽ ብዝያዳ ኽንቀርብንዶ ኣይምሓሸን፧
巴卡一家每周都花三小时骑自行车去王国聚会所
ኤሪክን ቪኪን ኣብቲ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዝያዳ ዜድልዩሉ ኸባቢ ንኼገልግሉ ኸዱ
不久之后,杰里米就约洁西卡出去。
ነዊሕ ከይጸንሐ፡ ጀረሚ ንጀሲካ ዓርኩ ኽትኰኖ ሓተታ።